17-23 መስከረም
ዮሃንስ 5-6
መዝሙር 2ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ብቕኑዕ ድራኸ ንየሱስ ሰዓቦ”፦ (10 ደቒቕ)
ዮሃ 6:9-11—የሱስ ብተኣምራዊ መገዲ ንብዙሓት ህዝቢ መገበ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ ኣብ ዮሃ 6:10)
ዮሃ 6:14, 24—እቶም ሰባት የሱስ መሲሕ ከም ዝዀነ ስለ ዝደምደሙ ንጽብሒቱ እውን ደለይዎ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ ኣብ ዮሃ 6:14)
ዮሃ 6:25-27, 54, 60, 66-69—እቶም ምስ የሱስን ደቀ መዛሙርቱን ዝሓበሩ ሰባት፡ ግጉይ ድራኸ ስለ ዝነበሮም፡ ብቓሉ ተዓንቀፉ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ ኣብ ዮሃ 6:27, 54፣ w05 1/9 21 ¶13-14)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዮሃ 6:41-59
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። እቲ ብዓል ቤት ኣብ ክልኹም ልሙድ ዝዀነ ተቓውሞ የልዕል።
ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። እቲ ብዓል ቤት ክርስትያን ከም ዝዀነ ይገልጸልካ።
ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
ክርስትያናዊ ህይወት
ብኸመይ ዓይኻሉ፧፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ንኣስፋሕቲ ምስክርነት ናብ ምሃብ ኪመርሓካ ብዚኽእል ዝርርባት ብምጅማሮም ንዝረኸብዎ ተመክሮ ኼዘንትዉ ዓድሞም።
“ሓንቲ እኳ ኣይባኸነትን”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ምስ ኣከባቢ ዚሳነ ንድፊ ንየሆዋ የኽብሮ—ቍንጽል ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 17 ሕ.ጽ. 19-20፡ “ንኣገልገልቲ መንግስቲ ኣምላኽ ዜሰልጥን ኣብያተ ትምህርቲ” ዘርእስታ ሳጹን፡ “ንመንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ክንደይ ኢኻ ኸም ናይ ሓቂ ጌርካ እትርእያ፧” ዘርእስታ ሳጹን ክለሳ
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 49ን ጸሎትን