24-30 መስከረም
ዮሃንስ 7-8
መዝሙር 12ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“የሱስ ንኣቦኡ ኣኽቢርዎ”፦ (10 ደቒቕ)
ዮሃ 7:15-18—የሱስ ብዛዕባ ትምህርቱ ውዳሰ ምስ ረኸበ፡ ውዳሰ ዚግብኦ የሆዋ ኸም ዝዀነ ይዛረብ ነበረ (cf 100-101 ¶5-6)
ዮሃ 7:28, 29—የሱስ፡ ወኪል ኣምላኽ ኰይኑ ኸም እተላእከ ምዝራቡ ንየሆዋ ኸም ዚግዛእ ይሕብር
ዮሃ 8:29—የሱስ ወትሩ ንኣቦኡ ዜሕጕስ ነገር ከም ዚገብር ንሰማዕቱ ነገሮም (w11 15/3 11 ¶19)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ዮሃ 7:8-10—የሱስ ነቶም ዘይኣመኑ ብስጋ ኣሕዋቱ፡ ሓቂ ዘይኰነ ነገር ተዛሪብዎም ድዩ፧ (w07 1/2 6 ¶4)
ዮሃ 8:58—እታ ኣብ መወዳእታ እዛ ፍቕዲ እትርከብ መግለጺት፡ ኣብ ክንዲ “ኣነ እየ፡” “ኣነ ኣለኹ” ተባሂላ ኽትትርጐም መሰረት ዝዀነ ነገር እንታይ እዩ፧ እዚኸ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዮሃ 8:31-47
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ናብ ኣኼባ ዓድሞ።
ሳልሳይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ናይ ርእስኻ ጥቕሲ ምረጽ። ድሕሪኡ፡ ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሕታም ዓድል።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) lvs 9-10 ¶10-11
ክርስትያናዊ ህይወት
“ከም ናይ ክርስቶስ ዝበለት ትሕትና ኣርኢ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ንዅለን ቪድዮታት ወልዓየን።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr “6ይ ክፋል ደገፍ መንግስቲ ኣምላኽ—ንኣምልኾ ምህናጽን ረድኤት ምሃብን፡” ምዕ. 18 ሕ.ጽ. 1-8
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 72ን ጸሎትን