3-9 መስከረም
ዮሃንስ 1-2
መዝሙር 13ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“የሱስ ናይ መጀመርታ ተኣምር ገበረ”፦ (10 ደቒቕ)
[መእተዊ ዮሃንስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]
ዮሃ 2:1-3—ኣብ ሓደ መርዓ ነቶም ሓደስቲ መርዑት ኬሕፍሮም ዚኽእል ኣጋጣሚ ተፈጥረ (w15 15/6 4 ¶3)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዮሃ 1:1-18
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 50፡ 2ይ ሓቂ
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (8 ደቒቕ)
ውድባዊ ዕማማት፦ (7 ደቒቕ) ነታ ንመስከረም እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 17 ሕ.ጽ. 1-9
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 67ን ጸሎትን