ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

1-7 መጋቢት

ዘሁልቍ 7-8

1-7 መጋቢት

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ካብ ሰፈር እስራኤል እንረኽቦ ትምህርቲ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘሁ 8:17—የሆዋ ንተባዕታይ በዅሪ እስራኤላውያን ብኸመይ እዩ ዚርእዮ ነይሩ፧ (it-1 835)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘሁ 7:1-17 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ፦ (2 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 11)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ንሓደ ተገዳስነት ዘርኣየን ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ እተቐበለን ተመላሊስካ ምብጻሕ ግበረሉ። (th መጽናዕቲ 6)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ቅድሚ ሕጂ መጽሓፍ ቅዱስ የጽንዕ ንዝነበረ ሰብ ናብ በዓል ዝኽሪ ዓድሞ። (th መጽናዕቲ 12)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ቅድሚ ሕጂ መስኪርካሉ ንዝነበርካ ዘመድ ናብ በዓል ዝኽሪ ዓድሞ። (th መጽናዕቲ 17)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 54

  • ውድባዊ ዕማማት፦ (5 ደቒቕ) ነታ ንመጋቢት እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (10 ደቒቕ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 104

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 2ን ጸሎትን