ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

12-18 ሚያዝያ

ዘሁልቍ 20-21

12-18 ሚያዝያ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ኣብ ትሕቲ ጸቕጢ ዓቕልኻ ኣይትጸንቅቕ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘሁ 20:23-27—ካብቲ ኣሮን ንተግሳጽ ዝሃበሉ ምላሽን ካብቲ የሆዋ ንኣሮን ዝረኣየሉ መገድን እንታይ ንምሃር፧ (w14 15/6 26 ¶12)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘሁ 20:1-13 (th መጽናዕቲ 2)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 90

  • “ንምህናጽ ዜድሊ ዘበለ ጽቡቕ ቃል” ተዛረብ፦ (7 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕተቶም፦ ኣሉታዊ ዘረባ ወይ ምጕርምራም ንኻልኦት ብኸመይ ይጸልዎም፧ ኣብታ ቪድዮ እተራእየ ሓው፡ ምትዕርራይ ኪገብር ዝሓገዞ እንታይ እዩ፧

  • ንጸቕጢ መዛኑ ተዋጽኣሉ!፦ (8 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕተቶም፦ ብዙሓት እንታይ ጸቕጢ እዩ ዜጋጥሞም፧ ኣብ ዘጸኣት 23:2 እንታይ ምኽሪ እዩ ተዋሂቡ ዘሎ፧ ንጸቕጢ መዛኑ ኽንዋጽኣሉ እንኽእል እንታይ ኣርባዕተ ስጕምትታት ኣሎ፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 110

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 30ን ጸሎትን