ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣብ ትሕቲ ጸቕጢ ዓቕልኻ ኣይትጸንቅቕ

ኣብ ትሕቲ ጸቕጢ ዓቕልኻ ኣይትጸንቅቕ

ሙሴ ጸቕጥን ውጥረትን ምስ ኣጋጠሞ፡ ዓቕሉ ተፈቲኑ ነይሩ (ዘሁ 20:2-5w19.02 12 ¶19)

ንእተወሰነ እዋን ዓቕሉ ተጸንቂቑ ነይሩ (ዘሁ 20:10w19.02 13 ¶20-21)

የሆዋ ንሙሴን ንኣሮንን ስለቲ ዝፈጸምዎ ኸቢድ ጌጋ ገሲጽዎም (ዘሁ 20:12w09 1/9 19 ¶5)

ዓቕሊ እንተኣልዩና ልኡማት ደኣ ንኸውን እምበር፡ ኣይንዕበን ወይ ኣይንጅሃርን። ክንጕዳእ ከለና ኸይተበሳጨና፡ ከይተቐየምና ወይ ሕነ ኸይፈደና ብትዕግስቲ ኢና እንጾሮ።