19-25 ሚያዝያ
ዘሁልቍ 22-24
መዝሙር 8ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“የሆዋ ንመርገም ናብ ምረቓ ይቕይሮ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘሁ 22:20-22—ቍጥዓ የሆዋ ኣብ በላዓም ዝነደደ ስለምንታይ እዩ፧ (w04 1/8 27 ¶3)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘሁ 23:11-26 (th መጽናዕቲ 2)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
“ኣብ ኣገልግሎት ሓጐስካ ወስኽ—ቃል ኣምላኽ ተጠቐም”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ደቀ መዛሙርቲ ብምግባር ተሓጐስ—ክእለትካ ኣመሓይሽ—ቃል ኣምላኽ ኪዓዪ ብምፍቃድ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) fg ትምህርቲ 5 ¶3-4 (th መጽናዕቲ 6)
ክርስትያናዊ ህይወት
“የሆዋ ንመስጐጕቲ ናብ ምስክርነት ይቕይሮ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ምስ ዲሚትሪ ሚኻይሎፍ እተገብረ ቓለ መጠይቕ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 111 ¶1-9
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 146ን ጸሎትን