ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሆዋ ንመርገም ናብ ምረቓ ይቕይሮ

የሆዋ ንመርገም ናብ ምረቓ ይቕይሮ

ሞኣባውያን ንእስራኤላውያን ኪጐድእዎም ሃቀኑ (ዘሁ 22:3-6)

የሆዋ ምእንቲ ህዝቡ ስጕምቲ ወሰደ (ዘሁ 22:12, 34, 35፣ 23:11, 12)

ንየሆዋ ተጻሪሩ ዚዕወት የለን (ዘሁ 24:12, 13bt 53 ¶5፣ it-2 291)

ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ከም ፍቓድ የሆዋ ኸይስበኽ፡ ኪዓግቶ ዚኽእል ነገር የለን። ዋላ እውን መስጐጕቲ ወይ ሓደጋታት ኪዓግቶ ኣይክእልን እዩ። ብሕታዊ ጸገማት ኬጋጥመና ኸሎ፡ ኣብ ሰማያዊ ኣቦና ንውከልን ንኣምልኾኡ ቐዳምነት ንህብን ዲና፧