ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ክርስትያናዊ ህይወት

የሆዋ ንመስጐጕቲ ናብ ምስክርነት ይቕይሮ

የሆዋ ንመስጐጕቲ ናብ ምስክርነት ይቕይሮ

ሰባት መስጐጕቲ ዜውርዱልና መብዛሕትኡ ግዜ ዕዮ ስብከትና ደው ንምባል እዩ። ይኹን እምበር፡ ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ኣጸጋሚ ዅነታት ንጽህናና ምሕላውና፡ ሓያል ምስክርነት ይህብ እዩ።

ነታ ምስ ዲሚትሪ ሚኻይሎፍ እተገብረ ቓለ መጠይቕ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ሓውና ሚኻይሎፍ እንታይ መስጐጕቲ እዩ ኣሕሊፉ፧

  • የሆዋ ንሓውና ሚኻይሎፍ ብኸመይ ሓጊዝዎ፧

  • የሆዋ ነቲ ሓውና ሚኻይሎፍ ዘጋጠሞ መስጐጕቲ ናብ ምስክርነት ዝቐየሮ ብኸመይ እዩ፧