ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

22-28 መጋቢት

ዘሁልቍ 13-14

22-28 መጋቢት

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • እምነት ዜትብዓና ብኸመይ እዩ፧”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘሁ 13:27—እቶም ሰለይቲ ንእምነት እስራኤላውያን ኬደልድል ዚኽእል እንታይ ጸብጻብ እዮም ሂቦም፧ (ዘሌ 20:24it-1 740)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘሁ 13:1-20 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 73

  • ናይ ሓቂ ክርስትያናት ትብዓት የድልዮም—ንምስባኽ፦ (8 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ኪቲ ኬሊ እንታይ ቃልሲ እዩ ነይሩዋ፧ ክትተብዕ ዝሓገዛ እንታይ እዩ፧ ትብዓት ብምርኣያ እንታይ በረኸት ረኺባ፧

  • ናይ ሓቂ ክርስትያናት ትብዓት የድልዮም—ገለልትነት ንምሕላው፦ (7 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ንኣየን ገነሲሉ እንታይ ብድሆታት እዩ ኣጋጢምዎ፧ ኪተብዕ ዝሓገዞ እንታይ ነገራት እዩ ገይሩ፧ ብዛዕባ እንታይ ምግንዛቡ እዩ ኣብ የሆዋ ኺውከል ሓጊዝዎ፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 107

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 9ን ጸሎትን