29 መጋቢት–4 ሚያዝያ
ዘሁልቍ 15-16
መዝሙር 101ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ከይትዕበን እምብዛ ብርእስኻ ኸይትተኣማመንን ተጠንቀቕ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘሁ 15:32-35—እዚ ጸብጻብ እዚ እንታይ ይምህረና፧ (w98 1/9 20 ¶1-2)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘሁ 15:1-16 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ የሱስ—ማቴ 16:16 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ሕተት።
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 1)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w15 15/5 15 ¶5-6—ፍረ ነገር፦ ኣብ መንጎ ጕድኣት ዘይብሉ ዅርዓትን ሓደገኛ ዅርዓትን ዘሎ ፍልልይ እንታይ እዩ፧ (th መጽናዕቲ 8)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ንዘይእሙናት ኣይትምሰሎም”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንዘይእሙናት ኣይትምሰሎም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 108
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 107ን ጸሎትን