ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

5-11 ሚያዝያ

ዘሁልቍ 17-19

5-11 ሚያዝያ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ርስትኻ ኣነ እየ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘሁ 18:19—“ናይ ሓዋሩ ኺዳን ጨው” እንታይ ማለት እዩ፧ (g02 8/7 22 ¶2)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘሁ 18:1-13 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት