18-24 ሚያዝያ
1 ሳሙኤል 23-24
መዝሙር 114ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ንየሆዋ ብትዕግስቲ ተጸበዮ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
1ሳሙ 23:16, 17—ንኣብነት ዮናታን ክንስዕቦ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (w17.11 27 ¶11)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ሳሙ 23:24-24:7 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ኣብ ክልኻ ልሙድ ንዝዀነ ሓደ ተቓውሞ ድማ ምላሽ ሃበሉ። (th መጽናዕቲ 6)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 13)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w19.03 23-24 ¶12-15—ፍረ ነገር፦ ነቶም እትምህሮም ሰባት ተዓገሶም። (th መጽናዕቲ 14)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኵሉ መከራ ሓላፋይ እዩ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ኣብ እተኸፋፈለት ዓለም ዚነብሩ ሓድነት ዘለዎም ህዝቢ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 7 ¶8-15፡ ሳጹን 7ሀ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 7ን ጸሎትን