21-27 መጋቢት
1 ሳሙኤል 16-17
መዝሙር 7ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“እቲ ውግእ ናይ የሆዋ እዩ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
1ሳሙ 16:14—ሳኦል ካብ የሆዋ ‘ኽፉእ መንፈስ መጺእዎ’ ኺብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (it-2 871-872)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ሳሙ 16:1-13 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ፦ (2 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 11)
ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ፦ (3 ደቒቕ) ቅድሚ ሕጂ ንዝመስከርካሉ መሳርሕትኻ፡ መማህርትኻ ወይ ዘመድካ ዓድሞ። (th መጽናዕቲ 2)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ንሓደ ወረቐት ዕድመ እተቐበለን ተገዳስነት ዘርኣየን ተመላሊስካ ምብጻሕ ግበረሉ። (th መጽናዕቲ 4)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ንሓደ ወረቐት ዕድመ እተቐበለን ተገዳስነት ዘርኣየን ተመላሊስካ ምብጻሕ ግበረሉ። ናብ ወብሳይትና ምርሓዮ። (th መጽናዕቲ 20)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣብ የሆዋ እንእመነሉ ሰለስተ መገዲ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ መስጐጕቲ እንፈርሃሉ ምኽንያት የብልናን ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 6 ¶7-13፡ ሳጹን 6ሀ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 70ን ጸሎትን