ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ከይሓሰብካ ዲኻ ስጕምቲ እትወስድ፧

ከይሓሰብካ ዲኻ ስጕምቲ እትወስድ፧

ዳዊት ምኽንያታዊ ሕቶ እኳ እንተ ኣቕረበ፡ ውርደት እዩ ኣጋጢምዎ (1ሳሙ 25:7-11ia 78 ¶10-12)

ዳዊት ኣብ ቤት ናባል ንዚርከብ ሰብኣይ ዘበለ ኪቐትል ተላዕለ (1ሳሙ 25:13, 21, 22)

ኣቢጋይል ንዳዊት ኣብ ዕዳ ደም ከይኣቱ ሓጊዛቶ (1ሳሙ 25:25, 26, 32, 33ia 80 ¶18)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘ኪቝጣዕ ከለኹ፡ ኪዕድግ ከለኹ ወይ ተስፋ ኪቘርጽ ከለኹ፡ ከይሓሰብኩ ስጕምቲ እወስድ ድየ፧’—ምሳ 15:28፣ 22:3