ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

28 መጋቢት–3 ሚያዝያ

1 ሳሙኤል 18-19

28 መጋቢት–3 ሚያዝያ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ኣሳልጦ ኽትረክብ ከለኻ ትሑት ኩን”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 1ሳሙ 19:23, 24—ንጉስ ሳኦል “ከም ነብዪ” ዀይኑ ዝነበረ ብኸመይ ኪኸውን ይኽእል፧ (it-2 695-696)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ሳሙ 18:25-19:7 (th መጽናዕቲ 11)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት