4-10 ሚያዝያ
1 ሳሙኤል 20-22
መዝሙር 90ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ጥዑይ ፈታዊ ኽትከውን እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
1ሳሙ 21:12, 13—ካብቲ ዳዊት ዝገበሮ እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧ (w05 15/3 24 ¶5)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ሳሙ 22:1-11 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ) ንሓደ ተገዳስነት ዘርኣየን ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ እተቐበለን ተመላሊስካ ምብጻሕ ግበረሉ። (th መጽናዕቲ 6)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ድሕሪ መደረ በዓል ዝኽሪ፡ ምስቲ ኣብቲ በዓል ዝኽሪ ዝዓደምካዮ ሰብ ዝርርብ ጀምር። ብዛዕባ እቲ በዓል ንዜልዕሎ ሕቶታት ከኣ መልሰሉ። (th መጽናዕቲ 12)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 04 ነጥቢ 3 (th መጽናዕቲ 20)
ክርስትያናዊ ህይወት
መዛዘሚ 85
“ናይ ኢንተርነት ኣዕሩኽካ መን እዮም፧”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንማሕበራዊ መራኸቢታት ተጠንቀቐሉ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
ንኣጋይሽና ብሓጐስ ንቀበሎም፦ (5 ደቒቕ) ኣብ ናይ መጋቢት 2016 ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን ዘሎ ዓንቀጽ ተመርኲስካ ብሓላው ኣገልግሎት ዚቐርብ መደረ። ኣብ እዋን ወፈራ፡ ክሊ እታ ጉባኤ ንምሽፋን እተገብረ ምድላዋት ድማ ግለጽ። ነቲ ኣብ ገጽ 10ን 11ን ዚርከብ መደብ ናይ በዓል ዝኽሪ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ሓብሮም፣ ኵሎም ንበዓል ዝኽሪ ልቦም ኬዳልዉ ድማ ኣተባብዓዮም። (እዝ 7:10) እታ ጉባኤ ብዛዕባ እቲ ኣኼባ ወይ ብዛዕባ ዝገበረቶ መደብ ኣድላይ መዘኻኸሪታት ሃብ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 7 ¶1-7፡ መእተዊ ቪድዮ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 126ን ጸሎትን