ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ጥዑይ ፈታዊ ኽትከውን እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

ጥዑይ ፈታዊ ኽትከውን እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

ፈታዊኻ ኺጭነቕ ከሎ ኣጸናንዓዮን ኣተባብዓዮን (1ሳሙ 20:1, 2w19.11 7 ¶18)

ሓደጋ ምስ ዚህሉ ንፈታዊኻ ኣጠንቅቆ (1ሳሙ 20:12, 13w08 15/2 8 ¶7)

ፈታዊኻ ኺሕመ ኸሎ ተኸላኸለሉ (1ሳሙ 20:30-32w09 15/10 19 ¶11)

ህዝቢ የሆዋ ጥዑይ ዕርክነት ኪምስርቱ ብዙሕ ኣጋጣሚታት ኣለዎም። ፈተውቲ ንምርካብ ንሕና እውን ፈተውቲ ኽንከውን ኣሎና። ኣብ ጉባኤ ንመን ፈታዊ ኽትከውን ትኽእል፧