ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ትዕቢት ናብ ውርደት ይመርሕ

ትዕቢት ናብ ውርደት ይመርሕ

ንጉስ ሳኦል ኣብ ኣጸጋሚ ዅነታት ከም ዝነበረ ተሰምዖ (1ሳሙ 13:5-7)

ሳኦል ብትሕትና መምርሒ የሆዋ ኣብ ክንዲ ዚስዕብ፡ ብትዕቢት ስጕምቲ ወሲዱ (1ሳሙ 13:8, 9w00 1/8 13 ¶17)

የሆዋ ንሳኦል ገሲጽዎ (1ሳሙ 13:13, 14w07 15/6 27 ¶8)

ሓደ ሰብ ተሃዊኹ ወይ ብዕሽነት ዘይተፈቕደሉ ነገር ምስ ዚገብር፡ ብድፍረት ስጕምቲ ወሲዱ ኺብሃል ይከኣል እዩ። ትዕቢት ኣንጻር ትሕትና እዩ። ንሓደ ሰብ ዕቡይ ኪገብሮ ዚኽእል እንታይ ኵነታት ኪኸውን ይኽእል፧