10-16 ሚያዝያ
2 ዜና መዋእል 8-9
መዝሙር 88ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ንጥበብ ኣኽቢራ ርእያታ”፡- (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
2ዜና 9:19—እቲ ኣብ ቅድሚ ዙፋን ሰሎሞን ዝነበረ 12 ቕርጺ ኣንበሳ ንምንታይ ኬመልክት ይኽእል፧ (it-2 1097)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ዜና 8:1-16 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ የሱስ—ማቴ 16:16 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ንሰማዕቲ ሕተቶም።
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፡- (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ኣብ ክልኻ ልሙድ ንዝዀነ ሓደ ተቓውሞ ድማ ምላሽ ሃበሉ። (th መጽናዕቲ 2)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 09 ነጥቢ 6 (th መጽናዕቲ 19)
ክርስትያናዊ ህይወት
“መዓልታዊ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብብ፡ ጥበብ ከኣ ድለ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥን ቪድዮን።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 22 ¶10-22
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 131ን ጸሎትን