ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ንጥበብ ኣኽቢራ ርእያታ
ንግስቲ ሳባ ንሰሎሞን ምእንቲ ኽትርእዮ ነዊሕን ኣድካምን ጕዕዞ ገይራ (2ዜና 9:1, 2፣ w99 1/11 20 ¶4፣ w99 1/7 30 ¶4-5)
ጥበብን ሃብትን ሰሎሞን ኣዝዩ መሲጡዋ (2ዜና 9:3, 4፣ w99 1/7 30-31፣ ስእሊ ገበር ርአ)
እቲ ዝረኣየቶ ነገር ንየሆዋ ኽትውድሶ ደሪኽዋ (2ዜና 9:7, 8፣ it-2 990-991)
ንግስቲ ሳባ ንጥበብ ኣዝያ ኣኽቢራ ትርእያ ስለ ዝነበረት፡ ምእንቲ ኽትረኽባ ብዙሕ መስዋእቲ ኽትከፍል ፍቓደኛ ዀይና እያ።
ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ንጥበብ ከም ሕቡእ መዛግብቲ ገይረ ኽደልያ ፍቓደኛ ድየ፧’—ምሳ 2:1-6።