ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

13-19 መጋቢት

1 ዜና መዋእል 27-29

13-19 መጋቢት

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ሓደ ኣቦ ንወዱ ዝሃቦ ፍቕራዊ ማዕዳ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 1ዜና 27:33—ሑሻይ፡ እሙን ዓርኪ ብምዃን ዝመጸ ጽቡቕ ኣብነት ዝዀነ ብኸመይ እዩ፧ (w17.03 29 ¶6-7)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ዜና 27:1-15 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ የሱስ—ማቴ 20:28 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ንሰማዕቲ ሕተቶም።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ንሓደ ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ እተቐበለን ተገዳስነት ዘርኣየን ተመላሊስካ ምብጻሕ ግበረሉ። ነታ የሱስ ዝሞተ ስለምንታይ እዩ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 9)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ንሓደ ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ እተቐበለን ተገዳስነት ዘርኣየን ተመላሊስካ ምብጻሕ ግበረሉ። ብብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ከኣ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (th መጽናዕቲ 6)

ክርስትያናዊ ህይወት