ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ሓደ ኣቦ ንወዱ ዝሃቦ ፍቕራዊ ማዕዳ

ሓደ ኣቦ ንወዱ ዝሃቦ ፍቕራዊ ማዕዳ

ንየሆዋ ፍለጦ (1ዜና 28:9w05 15/2 19 ¶9)

ብምሉእ ልባኻ ንየሆዋ ኣገልግሎ (1ዜና 28:9w12 15/4 16 ¶13)

ኣብ የሆዋ ተወከል፡ ኣይትፍራህ እውን (1ዜና 28:20w17.09 32 ¶20-21)

እቲ ብዕድመ ደፊኡ ዝነበረ ዳዊት ነቲ መንእሰይን ተመክሮ ዘይነበሮን ወዱ ሰሎሞን ነቲ ኣገዳሲ ዝዀነ ዕዮ ቤተ መቕደስ ኪጅምር ከሎ፡ እዚ ማዕዳ እዚ ሂብዎ እዩ። እዚ ምኽሪ እዚ፡ ንዅላትና ብፍላይ ድማ ንመንእሰያት ክርስትያናት ጠቓሚ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧