17-23 ሚያዝያ
2 ዜና መዋእል 10-12
መዝሙር 103ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ካብ ጥበባዊ ምኽሪ ተጠቐም”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
2ዜና 11:15—እቲ ‘ድቤላ ዚመስሉ ኣጋንንቲ’ ዚብል መግለጺ እንታይ ኬመልክት ይኽእል፧ (it-1 966-967)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ዜና 10:1-15 (th መጽናዕቲ 2)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ኣብ ክልኻ ልሙድ ንዝዀነ ሓደ ተቓውሞ ድማ ምላሽ ሃበሉ። (th መጽናዕቲ 12)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 6)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) be 69 ¶4-5—ፍረ ነገር፦ ተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስካ ምኽሪ ኺሓቱትኻ ኸለዉ ኣሰልጥኖም። (th መጽናዕቲ 20)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣጠቓቕማ ቪድዮታት መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ”፦ (5 ደቒቕ) መደረን ቪድዮን። ነታ ናብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንቋዕ ብደሓን መጻእካ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (10 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 22 ¶23-31፡ ሳጹን 22ሀ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 121ን ጸሎትን