ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ካብ ጥበባዊ ምኽሪ ተጠቐም

ካብ ጥበባዊ ምኽሪ ተጠቐም

ሮብዓም ውሳነ ኺገብር ነይርዎ (2ዜና 10:1-4w18.06 13 ¶3)

ሮብዓም ምኽሪ ሓቲቱ ነይሩ (2ዜና 10:6-11w01 1/9 28-29)

ሮብዓም ንጥበባዊ ምኽሪ ስለ ዝነጸጎ፡ ንሱን እቶም ህዝብን ኣብ ጸገም ኣትዮም (2ዜና 10:12-16it-2 768 ¶1)

ዓበይትን ብመንፈሳዊ ብሱላት ዝዀኑ ክርስትያናትን ብተመክሮ፡ ሓደ ውሳነ እንታይ ውጽኢት ከም ዚህልዎ መብዛሕታኡ ግዜ ኣቐዲሞም ኪግምቱ ይኽእሉ እዮም።—እዮ 12:12

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ኣብ ጉባኤይ ጽቡቕ ምኽሪ ኺህበኒ ዝኽእል መን እዩ፧’