20-26 መጋቢት
2 ዜና መዋእል 1-4
መዝሙር 41ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ንጉስ ሰሎሞን ዘይጥበባዊ ውሳነ ገይሩ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
2ዜና 1:11, 12—ካብዚ ጸብጻብ ብዛዕባ ብሕታዊ ጸሎትና እንታይ ንምሃር፧ (w05 1/12 19 ¶6)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ዜና 4:7-22 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ፦ (3 ደቒቕ) መሳርሕትኻ፡ መማህርትኻ ወይ ዘመድካ ዓድም። (th መጽናዕቲ 2)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ንሓደ ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ እተቐበለን ተገዳስነት ዘርኣየን ተመላሊስካ ምብጻሕ ግበረሉ። መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ኸም እንመርሕ ግለጽ፡ ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ድማ ኣበርክት። ነታ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 17)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 09 ነጥቢ 5 (th መጽናዕቲ 9)
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ልዕሊ ዅሉ እተገድስ መዓልቲ ኸተኽብር ትዳሎዶ ኣለኻ፧፦ (15 ደቒቕ) መደረን ቪድዮን። ብሓላው ኣገልግሎት ዚቐርብ። ናብ በዓል ዝኽሪ ንምዕዳም ብዛዕባ ዚግበር ዘሎ ወፈራ ጸብጻብ ኣቕርብ። ጽቡቕ ተመክሮ ንዝረኸቡ ኣስፋሕቲ ቓለ መጠይቕ ግበረሎም። ነቲ ኣብ ገጽ 8ን 9ን ዘሎ መደብ ናይ በዓል ዝኽሪ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ሓብርን ንዅሎም ልቦም ኬዳልዉ ኣተባብዓዮምን። (እዝ 7:10) ኣብታ በዓል ዝኽሪ እትበዓለላ ምሸት ንኣጋይሽና ብኸመይ ብዉዕዉዕ ስምዒት ክንቅበሎም ከም እንኽእል ተዛረብ። (ሮሜ 15:7፣ mwb16.03 2) ነታ ቅጫ በዓል ዝኽሪ ዚዳለወሉ መገዲ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 21 ¶13-18
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 135ን ጸሎትን