ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንጉስ ሰሎሞን ዘይጥበባዊ ውሳነ ገይሩ

ንጉስ ሰሎሞን ዘይጥበባዊ ውሳነ ገይሩ

[መእተዊ 2 ዜና መዋእል ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

ሰሎሞን ካብ ግብጺ ኣፍራስን ሰረገላታትን ኣኪቡ (ዘዳ 17:15, 16፣ 2ዜና 1:14, 17)

ነዞም ሓደስቲ ወተሃደራዊ ኽፍለ ሰራዊት ንምክንኻን፡ ሰባትን ከተማታትን የድልዩ ነይሮም (2ዜና 1:14it-1 174 ¶5፣ 427)

ኣብ መጀመርታ ግዝኣት ሰሎሞን፡ እቶም ህዝቢ በልጺጎም እኳ እንተ ነበሩ፡ ጸኒሑ ግና ጾር ኣኽቢዱሎም ነይሩ፣ ሮብዓም ምስ ነገሰ ድማ ካብቲ ናይ ኣቦኡ ዝገደደ ጾር ስለ ዝኽበደሎም ዓልዮም እዮም። (2ዜና 10:3, 4, 14, 16) ውሳነታትና ወትሩ ሳዕቤን ኣለዎ።—ገላ 6:7