24-30 ሚያዝያ
2 ዜና መዋእል 13-16
መዝሙር 3ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ኣብ የሆዋ ተወከል—መዓስ፧”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
2ዜና 15:16—ንትብዓት ኣሳ ኽንቐድሖ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (w17.03 19 ¶7)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ዜና 14:1-15 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነቲ ብዓል ቤት መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ኸም እንመርሕ ግለጸሉን ካርድ ኣድራሻ jw.org ሃቦን። (th መጽናዕቲ 1)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነቲ ብዓል ቤት መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንመርሓሉ መደብ ግለጸሉ፣ ካርድ ኣድራሻ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ሃቦ። (th መጽናዕቲ 11)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 09 ነጥቢ 7ን ገሊኦም ከምዚ ይብሉን (th መጽናዕቲ 6)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣብ የሆዋ ኸም እንውከል ዜርኢ ውሳነታት”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥን ቪድዮን።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ጽማቝ እቲ ዝነጸረ ትምህርትታት፡ ሕቶ 1-4
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 39ን ጸሎትን