ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ኣብ የሆዋ ተወከል—መዓስ፧
ኣሳ ዓብዪ ሰራዊት ንምስዓር ኣብ የሆዋ ተወኪሉ (2ዜና 14:9-12፣ w21.03 5 ¶12)
ኣሳ ጸኒሑ ዝነኣሰ ሰራዊት ንምስዓር ኣብ ኣሶራውያን ተኣሚኑ (2ዜና 16:1-3፣ w21.03 5 ¶13)
ኣሳ ብቐጻሊ ኣብ የሆዋ ስለ ዘይተወከለ ንየሆዋ ኣጕህይዎ እዩ (2ዜና 16:7-9)
ህይወት ዚቕይር ውሳነታት ክንገብር ከለና፡ ኣብ የሆዋ ንውከል ንኸውን፣ ኣብ ካልእ እዋንከ፧ ኣብ ኵሉ መገድታትና ንየሆዋ ኸነስተብህለሉ ኣገዳሲ እዩ።—ምሳ 3:5, 6፣ w21.03 6 ¶14።