ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

27 መጋቢት–2 ሚያዝያ

2 ዜና መዋእል 5-7

27 መጋቢት–2 ሚያዝያ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ልበይ ወትሩ ኣብኣ ኪኸውን እዩ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 2ዜና 6:29, 30—እዘን ኣብ ጸሎት ሰሎሞን ዘለዋ ቓላት ኬጸናንዓና ዚኽእላ ብኸመይ እየን፧ (w10 1/12 11 ¶7)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ዜና 6:28-42 (th መጽናዕቲ 11)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። እቲ ብዓል ቤት ተገዳስነት ምስ ኣርኣየ፡ ነታ ሞት የሱስ ዘክር ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 3)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ድሕሪ መደረ በዓል ዝኽሪ፡ ምስቲ ኣብቲ በዓል ዝኽሪ ዝዓደምካዮ ሰብ ዝርርብ ጀምርን ብዛዕባ እቲ በዓል ንዜልዕሎ ሕቶታት መልሰሉን። (th መጽናዕቲ 17)

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ) w93 1/2 31—ፍረ ነገር፦ ብምኽንያት ፍሉይ ኵነታት፡ ኣብ በዓል ዝኽሪ ኽንርከብ እንተ ዘይክኢልና እንታይ ክንገብር ንኽእል፧ (th መጽናዕቲ 18)

ክርስትያናዊ ህይወት