ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ኣምልኾ ቤተ መቕደስ ኣጸቢቑ ተወዲቡ
ንጉስ ዳዊት፡ ሌዋውያንን ካህናትን ኣብ ቤተ መቕደስ ኪዓይዩ ወዲቡ (1ዜና 23:6, 27, 28፣ 24:1, 3፣ it-2 241, 686)
ክኢላታት መዘምራንን ተልመዴንን ኪዝምሩ ተመዲቦም ነይሮም (1ዜና 25:1, 8፣ it-2 451-452)
ሌዋውያን፡ ሓለውቲ ኣፍ ደገን ተሓዝቲ መዛግብትን ካልኦት ከኣ ሰበ ሰልጣን ኰይኖም ተመዲቦም ነይሮም (1ዜና 26:16-20፣ it-1 898)
እተወደበ ኣምልኾ፡ ባህርያት የሆዋ የንጸባርቕ።—1ቈረ 14:33።
ንምስትንታን ዚኸውን፦ ሎሚ ክርስትያናዊት ጉባኤ ንኣምልኾ ብግቡእ እተወደበት ብኸመይ እያ፧