ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ወፈራ ዕድመ በዓል ዝኽሪ (11 መጋቢት–4 ሚያዝያ)

“ሚልዮናት ሰባት ናብ ዜኽብርዎ ሓደ ፍሉይ በዓል ክንዕድመካ ኢና ደሊና። እዚ ድማ ሞት የሱስ ዚኽበረሉ በዓል እዩ።” እተሓትመ ወይ ኤለክትሮኒካዊ ወረቐት ዕድመ ሃቦ። “እዛ ወረቐት ዕድመ እዚኣ፡ እቲ በዓል ኣብ ከባቢና ዚኽበረሉ ሰዓትን ቦታን ትሕብር እያ። ኣብታ ቕድሚኣ ዘላ ሰሙን ንዚቐርብ ፍሉይ መደረ መጺእካ ኽትሰምዕ እውን ንዕድመካ።”

ተገዳስነት እንተ ደኣ ኣርእዩ፦ ነታ ሞት የሱስ ዘክር ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። [ወይ ተክስት ግበረሉ ወይ ብኢ-መይል ስደደሉ]

ንዚቕጽል፦ የሱስ ዝሞተ ስለምንታይ እዩ፧

ናይ ፈለማ ምብጻሕ (1-10 መጋቢት፡ 5-30 ሚያዝያ)

ሕቶ፦ የሱስ መን እዩ፧

ጥቕሲ፦ ማቴ 16:16

ንዚቕጽል፦ የሱስ ዝሞተ ስለምንታይ እዩ፧

ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ የሱስ ዝሞተ ስለምንታይ እዩ፧

ጥቕሲ፦ ማቴ 20:28

ንዚቕጽል፦ ንመስዋእታዊ በጃ የሱስ ዘሎና ሞሳ ኸነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧