ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

11-17 መጋቢት

መዝሙር 18

11-17 መጋቢት

መዝሙር 148ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. ‘የሆዋ መናገፍየይ እዩ’

(10 ደቒቕ)

የሆዋ ኸም ዕርድን ከውሕን ዋልታን እዩ (መዝ 18:1, 2w09 1/5 14 ¶4-5)

የሆዋ ምእንቲ ኺሕግዘና ንኣውያት ይሰምዖ (መዝ 18:6it-2 1161 ¶7)

የሆዋ ይሕግዘና (መዝ 18:16, 17w22.04 3 ¶1)

የሆዋ ኸምቲ ንዳዊት ዝገበረሉ ሓድሓደ ግዜ ኻብ ፈተና ኼናግፈና ይመርጽ ይኸውን። እንተዀነ ግና፡ መብዛሕትኡ ግዜ ኣምላኽ ዜድልየና ዘበለ ብምሃብ እዩ ንፈተናታትና “መዋጽኦ” ዚገብረልና።—1 ቈረ 10:13

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • መዝ 18:10—እቲ ዘማሪ፡ ንየሆዋ ኣብ ልዕሊ ኪሩቤል ከም እተወጠሐ ገይሩ ዝገለጾ ስለምንታይ እዩ፧ (it-1 432 ¶2)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ለውሃት​—የሱስ እንታይ ገይሩ፧

(7 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ ድሕሪኡ፡ ንlmd ትምህርቲ 3 ነጥቢ 1-2 ተመያየጡሉ።

5. ለውሃት—ንየሱስ ምሰሎ

(8 ደቒቕ) ኣብ lmd ትምህርቲ 3 ነጥቢ 3-5 ኸምኡ ድማ “ኣብዚ እውን ርአ” ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ።

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 60

6. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(5 ደቒቕ)

7. ንመጋቢት እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት

(10 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ

8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 69ን ጸሎት