ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

15-21 ሚያዝያ

መዝሙር 29–31

15-21 ሚያዝያ

መዝሙር 108ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. ተግሳጽ—መግለጺ ፍቕሪ ኣምላኽ

(10 ደቒቕ)

ዳዊት ኣብ ዘይተኣዘዘሉ እዋን፡ የሆዋ ገጹ ሓቢኡሉ (መዝ 30:7it-1 802 ¶3)

እቲ እተነስሐ ዳዊት፡ ሞገስ የሆዋ ለሚኑ (መዝ 30:8)

የሆዋ ኣብ ልዕሊ ዳዊት ተቘጢዑ ኣይተረፈን (መዝ 30:5w07 1/3 19 ¶1)


መዝሙር 30፡ ዳዊት ንእስራኤላውያን ምስ ቈጸሮም ዘጋጠመ ዅነታት እተመልክት ክትከውን ትኽእል እያ።—2ሳሙ 24:25

ንምስትንታን ዚኸውን፦ ሓደ እተወገደ ሰብ ካብቲ እተዋህቦ ተግሳጽ ተጠቒሙ ኸም እተነስሐ ኸርኢ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧—w21.10 6 ¶18

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • መዝ 31:23—ዕቡይ ብየሆዋ ብዙሕ ዚፍደ ብኸመይ እዩ፧ (w06 15/5 20 ¶1)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(1 ደቒቕ) ብግህዶ ዚግበር ምስክርነት። ትሑዝ ንዝዀነ ሰብ ኣሕጽር ኣቢልካ መስክረሉ። (lmd ትምህርቲ 5 ነጥቢ 3)

5. ዝርርብ ምጅማር

(3 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ንሓንቲ ኣደ ናይ ቈልዑ ቪድዮ ኣርእያ፣ ተወሳኺ ቪድዮታት ብኸመይ ከም እትረክብ ድማ ግለጸላ። (lmd ትምህርቲ 3 ነጥቢ 3)

6. ንግዱሳት ምክትታል

(3 ደቒቕ) ብግህዶ ዚግበር ምስክርነት። ንሓደ ቕድሚ ሕጂ ግዱስ ዘይነበረ ሰብ፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክገብር ዓድሞ። (lmd ትምህርቲ 8 ነጥቢ 3)

7. ደቀ መዛሙርቲ ምግባር

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 45

8. ስለምንታይ እዩ እምነት ዘሎካ፧—ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ

(7 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዛ እትስዕብ ሕቶ ሕተቶም፦

እዚ ተመክሮ ብዛዕባ ፍቕሪ የሆዋ እንታይ ይምህረና፧

9. እዋናዊ ሓበሬታ ኽፍሊ ኸባብያዊ ንድፊ ህንጸት 2024

(8 ደቒቕ) መደረ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ

10. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 8 ¶13-21

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 99ን ጸሎት