ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

22-28 ሚያዝያ

መዝሙር 32–33

22-28 ሚያዝያ

መዝሙር 103ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. ከቢድ ሓጢኣት ምንዛዝ ኣድላዪ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

(10 ደቒቕ)

ዳዊት፡ ምናልባት ነቲ ምስ ባትሴባ ዝፈጸሞ ኸቢድ ሓጢኣት ክሓብእ ምስ ፈተነ ተጨኒቑ እዩ (መዝ 32:3, 4w93 15/3 9 ¶7)

ዳዊት ሓጢኣቱ ምስ ተናዘዘ የሆዋ ሓዲጉሉ እዩ (መዝ 32:5cl 262 ¶8)

የሆዋ ንዳዊት ሓጢኣቱ ምስ ሓደገሉ እፎይታ ተሰሚዕዎ እዩ (መዝ 32:1w01 1/6 30 ¶1)

ከቢድ ሓጢኣት እንተ ፈጺምና፡ ብትሕትና ጌጋና ተኣሚና ናብ የሆዋ ኽንናዘዝን ይቕረ ኺብለልና ኽንልምኖን ኣሎና። ካብቶም ብመንፈሳዊ ጥዑያት ክንከውን ዚሕግዙና ሽማግለታት እውን ሓገዝ ክንሓትት ኣሎና። (ያእ 5:14-16) ከም ውጽኢቱ ኸኣ፡ ካብ የሆዋ ዕረፍቲ ንረክብ።—ግብ 3:19

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • መዝ 33:6—እቲ “መንፈስ” ኣፍ የሆዋ እንታይ እዩ፧ (w06 15/5 20 ¶2)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ትሕትና—ጳውሎስ እንታይ ገይሩ፧

(7 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ፡ ድሕሪኡ፡ ን​lmd ትምህርቲ 4 ነጥቢ 1-2 ተመያየጡሉ።

5. ትሕትና—ንጳውሎስ ምሰሎ

(8 ደቒቕ) ኣብ lmd ትምህርቲ 4 ነጥቢ 3-5 ኸምኡ እውን “ኣብዚ እውን ርአ” ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ።

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 74

6. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(15 ደቒቕ)

7. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 39ን ጸሎት