ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

25-31 መጋቢት

መዝሙር 22

25-31 መጋቢት

መዝሙር 19ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ወተሃደራት ንኽዳውንቲ የሱስ ዕጫ ኣውዲቖም ይማቐልዎ

1. ብዛዕባ ሞት የሱስ እተነግረ ትንቢታት

(10 ደቒቕ)

እቲ መሲሕ ብኣምላኽ እተሓድገ ኸም ዚመስል (መዝ 22:1w11 15/8 15 ¶16)

የሱስ ከም ዚጽረፍ (መዝ 22:7, 8w11 15/8 15 ¶13)

ንኽዳውንቱ ዕጫ ኣውዲቖም ከም ዚማቐልዎ (መዝ 22:18w11 15/8 15 ¶14፣ ስእሊ ገበር ርአ)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡መዝሙር 22 ንኸም ሚክያስ 4:4 ዝኣመሰለ ኻልእ ብዛዕባ እቲ መሲሕ እተነግረ ትንቢታት ምሉእ ብምሉእ ከም ዚፍጸም ንዘሎኒ እምነት እተደልድለለይ ብኸመይ እያ፧’

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • መዝ 22:22—ሎሚ ነቲ ዘማሪ እንመስለሉ ኽልተ መገዲ እንታይ እዩ፧ (w06 1/11 29 ¶7፣ w03 1/9 20 ¶1)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(3 ደቒቕ) ኣብ በቤት። (lmd ትምህርቲ 4 ነጥቢ 4)

5. ንግዱሳት ምክትታል

(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ኣብ በዓል ዝኽሪ ንምእካብ ወረቐት ዕድመ ንእተቐበለ እትፈልጦ ሰብ ተኸታተሎ። (lmd ትምህርቲ 4 ነጥቢ 3)

6. መደረ

(5 ደቒቕ) w20.07 12-13 ¶14-17—ፍረ ነገር፦ ትንቢታት መጽሓፍ ቅዱስ እምነት ዜደልድል ብኸመይ እዩ፧ (th መጽናዕቲ 20)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 95

7. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(15 ደቒቕ)

8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 53ን ጸሎትን