ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

10-16 መጋቢት

ምሳሌ 4

10-16 መጋቢት

መዝሙር 36ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣብ መካበብያ ዝቘሙ ሓለውትን ሓለውቲ ኣፍ ደገን ጸላኢ ኪቐርብ ምስ ረኣዩ፡ ብቕልጡፍ ስጕምቲ ይወስዱ

1. “ንልብኻ ሓልዎ”

(10 ደቒቕ)

‘ልቢ፡’ ንውሽጢ ሰብ የመልክት (መዝ 51:6w19.01 15 ¶4)

ልዕሊ ዅሉ ንልብና ኽንሕልዎ ኣሎና (ምሳ 4:23ለw19.01 17 ¶10-11፣ 18 ¶14፣ ስእሊ ርአ)

ህይወትና ኣብ ኵነታት ምሳልያዊ ልብና እዩ ዚምርኰስ (ምሳ 4:23ሀw12 1/5 32 ¶2)

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • ምሳ 4:18—እዛ ፍቕዲ እዚኣ፡ ሓደ ክርስትያን ንዚገብሮ መንፈሳዊ ዕቤት እተመልክት ብኸመይ እያ፧ (w21.08 8 ¶4)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(3 ደቒቕ) ኣብ በቤት። እቲ ብዓል ቤት ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ ምስ ተቐበለ ተገዳስነት ከም ዘለዎ ይገልጽ። (lmd ትምህርቲ 1 ነጥቢ 5)

5. ዝርርብ ምጅማር

(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ንእትፈልጦ ሰብ ናብ በዓል ዝኽሪ ዓድሞ። (lmd ትምህርቲ 2 ነጥቢ 3)

6. እምነትካ ምግላጽ

(5 ደቒቕ) መርኣያ። ijwfq ዓንቀጽ 19—ፍረ ነገር፦ ናይ የሆዋ መሰኻኽር በዓል ትንሳኤ ዘየብዕሉ ስለምንታይ እዮም፧ (lmd ትምህርቲ 3 ነጥቢ 4)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 16

7. ንመጋቢት እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት

8. ቀዳም 15 መጋቢት ዝጅምር ወፈራ በዓል ዝኽሪ

(5 ደቒቕ) ብሓላዊ ኣገልግሎት ዚቐርብ። ንፍሉይ መደረን ንበዓል ዝኽርን እተገብረ ምድላዋት ግለጽ። ንኣስፋሕቲ ኣብ መጋቢትን ሚያዝያን ኣገልግሎቶም ኬዕዝዙ ኣተባብዓዮም።

9. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 76ን ጸሎትን