ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

24-30 መጋቢት

ምሳሌ 6

24-30 መጋቢት

መዝሙር 11ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. ካብ ጻጸ እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧

(10 ደቒቕ)

ንጻጸ ብምዕዛብ ጠቓሚ ትምህርቲ ኽንረክብ ንኽእል ኢና፧ (ምሳ 6:6)

ጻጸ፡ ሓለቓ ዘይብሎም ክነሶም፡ ብባህረት ተጊሆም ይዓይዩን ይተሓባበሩን ይዳለዉን (ምሳ 6:7, 8it-1 115 ¶1-2)

ካብ ጻጸ ጠቓሚ ትምህርቲ ኽንረክብ ንኽእል ኢና (ምሳ 6:9-11w00 15/9 26 ¶3-4)

© Aerial Media Pro/Shutterstock

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • ምሳ 6:16-19—እቲ ኣብዚ ፍቕድታት ተጠቒሱ ዘሎ ሓጢኣት፡ ንዅሉ እቲ የሆዋ ዚጸልኦ ነገራት ዜጠቓልል ድዩ፧ (w00 15/9 27 ¶3)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ንዘይንጡፍ ዘመድካ ናብ ፍሉይ መደረን ናብ በዓል ዝኽርን ዓድሞ። (lmd ትምህርቲ 4 ነጥቢ 3)

5. ዝርርብ ምጅማር

(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ኣብ በዓል ዝኽሪ ምእንቲ ኽትእከብ፡ ንኣስራሒኻ ፍቓድ ሕተቶ። (lmd ትምህርቲ 3 ነጥቢ 3)

6. ዝርርብ ምጅማር

(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ነቲ ሰብ ናብ ፍሉይ መደረን ናብ በዓል ዝኽርን ዓድሞ። (lmd ትምህርቲ 5 ነጥቢ 3)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 2

7. የሆዋ ኽንሕጐስ ከም ዚደልየና፡ ፍጥረት የረጋግጽ—ድንቂ እንስሳታት

(5 ደቒቕ) ምይይጥ።

ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዛ እትስዕብ ሕቶ ሕተቶም፦

  • እንስሳታት ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህሩና፧

8. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(10 ደቒቕ)

9. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 126ን ጸሎትን