31 መጋቢት–6 ሚያዝያ
ምሳሌ 7
መዝሙር 34ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
1. ካብ ፈታኒ ዅነታት ርሓቕ
(10 ደቒቕ)
ሓደ ገርሂ መንእሰይ፡ ኰነ ኢሉ ብመንበሪ ኣመንዝራ ይሓልፍ (ምሳ 7:7-9፣ w00 15/11 29 ¶5)
ሓንቲ ኣመንዝራ ኸተስድዖ ናብኡ ትቐርብ (ምሳ 7:10, 13-21፣ w00 15/11 30 ¶4-6)
ንርእሱ ናብዚ ፈታኒ ዅነታት ስለ ዘእተወ፡ ብሳዕቤናቱ ይሳቐ (ምሳ 7:22, 23፣ w00 15/11 31 ¶2)
2. መንፈሳዊ ሃብቲ
(10 ደቒቕ)
ምሳ 7:3—ንትእዛዛት ኣምላኽ ኣብ ኣጻብዕካ ምእሳርን ኣብ ጽላት ልብኻ ምጽሓፍን ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (w00 15/11 29 ¶1)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ
(4 ደቒቕ) ምሳ 7:6-20 (th መጽናዕቲ 2)
4. ንግዱሳት ምክትታል
(4 ደቒቕ) ኣብ በቤት። እቲ ብዓል ቤት ኣብ ዝሓለፈ ወረቐት ዕድመ ወሲዱን ተገዳስነት ከም ዘለዎ ገሊጹን ነይሩ።(lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 5)
5. ንግዱሳት ምክትታል
(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ኣብ ዝሓለፈ ምይይጥኩም ወረቐት ዕድመ ወሲዱን ተገዳስነት ከም ዘለዎ ገሊጹን ነይሩ። (lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 4)
6. ንግዱሳት ምክትታል
(4 ደቒቕ) ብግህዶ ዚግበር ምስክርነት። ኣብ ዝሓለፈ ምይይጥኩም ወረቐት ዕድመ ወሲዱን ተገዳስነት ከም ዘለዎ ገሊጹን ነይሩ። (lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 3)
መዝሙር 13
7. ምሹእ ግዜ ኽሳዕ ዚረክብ (ሉቃ 4:6)
(15 ደቒቕ) ምይይጥ።
ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦
የሱስ እንታ ፈተና እዩ ኣጋጢምዎ፧ ንዓናኸ እንታይ ተመሳሳሊ ፈተና ኼጋጥመና ይኽእል፧
ነቲ ድያብሎስ ዜቕርቦ ፈተና ኽንጻረሮ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧
8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ
(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 24 ¶13-21