ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

14-20 መጋቢት

እዮብ 1-5

14-20 መጋቢት
  • መዝሙር 11ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ ገበር wp16.2—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር። (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ ገበር wp16.2—ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር። (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ fg ትምህርቲ 2 ¶2-3 (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 41

  • ንጸቕጢ መዛኑ ተዋጽኡሉ!፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ስታንድ ኣፕ ቱ ፒር ፕረዠር (ንጸቕጢ መዛኑ ተዋጽኡሉ!) ዘርእስታ ቪድዮ jw.org ወልዓያ። (ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ።) ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተት፦ ቈልዑ ኣብ ቤት ትምህርቲ እንታይ ጸቕጢ እዩ ዜጋጥሞም፧ ኣብ ዘጸኣት 23:2 ንዘሎ መሰረታዊ ስርዓት ኣብ ግብሪ ኼውዕልዎ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧ ንጸቕጢ መዛኑ ኺዋጽኡሉን ንጽህናኦም ኪሕልዉን ኪሕግዞም ዚኽእል ኣርባዕተ ስጕምቲ እንታይ እዩ፧ መንእሰያት ንዝረኸብዎ ጽቡቕ ተመክሮ ኼካፍሉ ዓድሞም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ lv ምዕ. 7 ሕ.ጽ. 20-28 (30 ደቒቕ)

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 149ን ጸሎትን