13-19 መጋቢት
ኤርምያስ 5-7
መዝሙር 37ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ፍቓድ ኣምላኽ ምግባር ኣቋረጹ”፦ (10 ደቒቕ)
ኤር 6:13-15—ኤርምያስ ንሓጢኣት እቲ ህዝቢ ኣቃልዖ (w88-E 1/4 11-12 ¶7-8)
ኤር 7:1-7—የሆዋ ንንስሓ ኺድርኾም ጽዒሩ (w88-E 1/4 12 ¶9-10)
ኤር 7:8-15—እስራኤላውያን፡ የሆዋ ስጉምቲ ዘይወስድ ይመስሎም ነበረ (jr 21 ¶12)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ኤር 6:16—የሆዋ ንህዝቡ እንታይ ኪገብሩ እዩ ዚምሕጸኖም ነይሩ፧ (w05 1/11 23 ¶11)
ኤር 6:22, 23—ህዝቢ “ኻብ ምድሪ ሰሜን ይመጽእ ኣሎ” ኺብሃል ዚከኣል ስለምንታይ እዩ፧ (w88-E 1/4 13 ¶15)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኤር 5:26–6:5
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) T-36—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) T-36—ናብ በዓል ዝኽሪ ዓድሞ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) jl ትምህርቲ 1—ናብ በዓል ዝኽሪ ዓድሞ።
ክርስትያናዊ ህይወት
“ሎሚ ፍቓድ የሆዋ ዚገብሩ ዘለዉ መን እዮም፧—ብኸመይ ከም እትጥቀመላ”፦ (15 ደቒቕ) ብዛዕባ እታ ዓንቀጽ ንሓሙሽተ ደቒቕ ብምምይያጥ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ትምህርቲ 8 እታ ብሮሹር ምስ ሓደ ተምሃራይ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ምይይጥ ኪግበር ከም ዚከኣል እተርኢ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን። ንዅሎም እቶም መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚመርሑ ዘበሉ ድማ ነታ ብሮሹር ኣብ ሰሰሙን ኪጥቀሙላ ኣተባብዓዮም።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 10 ሕ.ጽ. 12-21፡ ክለሳ ምዕራፍ
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 49ን ጸሎትን