ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኤርምያስ 5-7

ፍቓድ ኣምላኽ ምግባር ኣቋረጹ

ፍቓድ ኣምላኽ ምግባር ኣቋረጹ

7:1-4, 8-10, 15

  • ኤርምያስ ሓጢኣትን ግብዝናን እስራኤላውያን ብትብዓት ኣቃልዐ

  • እስራኤላውያን ነታ ቤተ መቕደስ፡ ካብ ጸላእቶም ከተዕቍቦም ከም እትኽእል ገይሮም ሓሲቦምዋ ነበሩ

  • የሆዋ እቲ ብልምዲ ዚግበር መስዋእቲ ንሕማቕ ተግባራት መሸፈኒ ኸም ዘይከውን ኣፍለጦም

ነዚ ዚስዕብ ሕሰበሉ፦ ኣምልኾይ ምስ ፍቓድ የሆዋ ኸም ዚሰማማዕን ንማለቱ ዚግበር ከም ዘይኰነን ብኸመይ ከረጋግጽ እኽእል፧

ኤርምያስ ኣብ ኣፍ ደገ ቤት የሆዋ