ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኤርምያስ 8-11

ደቂ ሰብ ኣሳልጦ ኺረኽቡ ዚኽእሉ፡ መምርሒ የሆዋ ምስ ዚስዕቡ ጥራይ እዩ

ደቂ ሰብ ኣሳልጦ ኺረኽቡ ዚኽእሉ፡ መምርሒ የሆዋ ምስ ዚስዕቡ ጥራይ እዩ

ደቂ ሰብ ንገዛእ ርእሶም ኬመሓድሩ ኽእለት ኰነ መሰል የብሎምን

10:21-23

  • መንፈሳውያን ጓሶት እስራኤል ንየሆዋ ስለ ዘይሓተቱ፡ እቶም ህዝቢ ፋሕ በሉ

  • እቶም ንመምርሒታት የሆዋ ዚስዕቡ፡ ሰላምን ሓጐስን ብልጽግናን ነበሮም