27 መጋቢት–2 ሚያዝያ
ኤርምያስ 12-16
መዝሙር 128ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“እስራኤላውያን ንየሆዋ ረሲዖምዎ”፦ (10 ደቒቕ)
ኤር 13:1-5—ኤርምያስ ብዙሕ ጻዕሪ ዚሓትቶ እኳ እንተ ነበረ፡ ዕጣቕ በፍታ ንምሕባእ፡ መምርሒታት ኣምላኽ ተኣዘዘ (jr 51 ¶17)
ኤር 13:6, 7—ኤርምያስ ነታ ዕጣቕ ንምውሳድ ነዊሕ ጕዕዞ ምስ ተጓዕዘ፡ ተባላሽያ ጸንሓቶ (jr 52 ¶18)
ኤር 13:8-11—የሆዋ እቲ ምስ እስራኤላውያን ዝነበሮ ጥብቂ ርክብ ብምኽንያት ንቕጽናኦም ከም ዚበላሾ እዩ ብምሳሌ ዚገልጽ ነይሩ (jr 52 ¶19-20፣ it-1-E 1121 ¶2)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ኤር 12:1, 2, 14—ሕቶ ኤርምያስ እንታይ ነበረ፧ መልሲ የሆዋኸ እንታይ ነበረ፧ (jr 118 ¶11)
ኤር 15:17—ኤርምያስ ብዛዕባ ዕርክነት እንታይ ኣረኣእያ ነበሮ፧ ብኸመይከ ኽንመስሎ ንኽእል፧ (w04 1/5 12 ¶16)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኤር 13:15-27
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽርን ቪድዮን—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽርን ቪድዮን—ንዚቕጽል ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።
መደረ፦ (6 ደቒቕ) w16.03 29-31—ፍረ ነገር፦ ህዝቢ ኣምላኽ ብዓባይ ባቢሎን ተማሪኾም ዝነበሩ መዓስ እዮም፧
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣባላት ስድራ ቤትካ ንየሆዋ ኺዝክርዎ ሓግዞም”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ “እዚ . . . ቓላት ኣብ ልብኻ ይኹን”—ቃለ መጠይቕ ስድራ ቤታት ዘርእስታ ቪድዮ ብምውላዕ ጀምር።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 11 ሕ.ጽ. 12-20፡ ክለሳ ምዕራፍ
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 32ን ጸሎትን