ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኤርምያስ 1-4

“ከድሕነካስ ኣነ ምሳኻ እየ”

“ከድሕነካስ ኣነ ምሳኻ እየ”

የሆዋ ንኤርምያስ ነብዪ ገይሩ ኪሸሞ ኸሎ፡ ኤርምያስ ከባቢ ወዲ 25 ዓመት ነይሩ ኪኸውን ይኽእል እዩ። ነቲ ሓላፍነት ዘይበቅዕ ኰይኑ እኳ እንተ ተሰምዖ፡ የሆዋ ግና ቀጻሊ ሓገዝ ከም ዚገብረሉ ኣረጋገጸሉ።

  1. 647

    ኤርምያስ ነብዪ ዀይኑ ኼገልግል ተሸመ

  2. 607

    የሩሳሌም ጠፍአት

  3. 580

    ተጻሒፋ እተዛዘመትሉ

ኵሉ ዕለት ቅ.ክ.