ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማቴዎስ 22-23

ነተን ክልተ ዓበይቲ ትእዛዛት ሓልወን

ነተን ክልተ ዓበይቲ ትእዛዛት ሓልወን

22:36-39

ንማቴዎስ 22:36-39 ተጠቒምካ፡ ኣብ ክርስትያናዊ ኣኼባታት ምእካብ ኣድላዪ ዝዀነሉ ምኽንያት ብኣገዳስነቱ ስርዓዮ፦

  • ክንተባባዕ

  • ንኣሕዋትና ኸነተባብዕ

  • ንኣምልኾን ንየሆዋ ዘላትና ፍቕሪ ንምርኣይን

ኣዚና እኳ እንተ ደኸምና ወይ ከኣ ካብቲ ኣኼባ እንረኽቦ ብሕታዊ ጥቕሚ ብዙሕ ከም ዘይኰነ ዀይኑ እኳ እንተ ተሰምዓና፡ ናብ ኣኼባታትና ንምኻድ ጻዕሪ ኽንገብር ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧

ነተን ክልተ ዓበይቲ ትእዛዛት ከም እንሕልወን ከነርእየሉ እንኽእል ካልእ መገድታት እንታይ እዩ፧