ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ክርስትያናዊ ህይወት

ናብ መወዳእታ እዚ ዳሕሮት መዓልትታት ቀሪብና ኣለና

ናብ መወዳእታ እዚ ዳሕሮት መዓልትታት ቀሪብና ኣለና

ነታ ናብ መወዳእታ እዚ ዳሕሮት መዓልትታት ቀሪብና ኣለና ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ንማቴዎስ 24:34 ዚምልከት ሕቶታት መልሶ።

  • እቲ “እዚ ዅሉ” ተባሂሉ ዘሎ እንታይ እዩ፧

  • ዘጸኣት 1:6 ንትርጉም እቲ “ወለዶ” ዚብል ቃል ክንርድኦ እትሕግዘና ብኸመይ እያ፧

  • የሱስ ንኣየናይ ፍሉይ ወለዶ እዩ ዚጠቅስ ነይሩ፧

  • “እዚ ወለዶ” እተባህሉ ኽልተ ጕጅለ መን እዮም፧

  • ቃላት የሱስ፡ ግዜ መወዳእታ ኣብ ዚጽንቀቐሉ እዋን ንነብር ከም ዘለና ዚሕብር ብኸመይ እዩ፧