ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማቴዎስ 24

ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ብመንፈስ ንቑሕ ኩን

ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ብመንፈስ ንቑሕ ኩን

24:39

ሎሚ ዘለዉ ብዙሓት ሰባት እቲ ኣብ መዓልታዊ ናብራኦም ዚገብርዎ ልሙድ ነገራት፡ መንፈሳዊ ነገራት ከይስዕቡ ዕንቅፋት ኪዀኖም ፈቒዶምሉ እዮም። ብመንፈስ ንቑሓት ዝዀኑ ክርስትያናት ካብቶም ኣብ ዓለም ዘለዉ ሰባት ብእተፈልየ መገዲ፡ ብዛዕባ እዚ ዚስዕብ እንታይ ኣርኣእያ እዩ ዘለዎም፧

  • ብዛዕባ ዓለማዊ ትምህርቲ

  • ብዛዕባ መዘናግዒ

  • ብዛዕባ ስራሕ

  • ብዛዕባ ስጋዊ ነገራት