ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

26 መጋቢት–1 ሚያዝያ

ማቴዎስ 25

26 መጋቢት–1 ሚያዝያ
  • መዝሙር 143ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ንቕሑ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ማቴ 25:1-6—እተን ሓሙሽተ ለባማትን ሓሙሽተ ዓያሹን ደናግል፡ መርዓዊ ኪቕበላ ወጻ

    • ማቴ 25:7-10—እቲ መርዓዊ ምስ መጸ፡ እተን ዓያሹ ደናግል ኣብኡ ኣይነበራን

    • ማቴ 25:11, 12—እተን ለባማት ደናግል ጥራይ ናብቲ መርዓ ኣተዋ

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ማቴ 25:31-33—ምሳሌ እተን ኣባጊዕን ኣጣልን ግለጽ። (w15 15/3 27 ¶7)

    • ማቴ 25:40—ምስ ኣሕዋት ክርስቶስ ዘሎና ዕርክነት ብኸመይ ከነርኢ ንኽእል፧ (w09 15/10 16 ¶16-18)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማቴ 25:1-23

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ናብ በዓል ዝኽሪ ዓድሞ።

  • ሳልሳይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ናይ ርእስኻ ጥቕሲ ምረጽ፡ ድሕሪኡ ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሕታም ዓድል።

  • መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w15 15/3 27 ¶7-10—ፍረ ነገርእቲ ብዛዕባ ኣባጊዕን ኣጣልን ዚገልጽ ምሳሌ ንዕዮ ስብከት ዜጕልሕ ብኸመይ እዩ፧

ክርስትያናዊ ህይወት