ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

5-11 መጋቢት

ማቴዎስ 20–21

5-11 መጋቢት
  • መዝሙር 76ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ካባኻትኩም ዓብዪ ኪኸውን ዚደሊ ዘበለ፡ ኣገልጋሊኹም ይኹን”፦ (10 ደቒቕ)

    • ማቴ 20:3—እቶም ዕቡያት ጸሓፍትን ፈሪሳውያንን ኣቓልቦ ኺግበረሎምን “ኣብ ዕዳጋ” ሰላም ኪብሃሉን ይደልዩ ነበሩ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 20:3 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ኣብ ዕዳጋ”)

    • ማቴ 20:20, 21—ክልተ ሃዋርያት ክብረትን ስልጣንን ኪውሃቦም ሓተቱ (nwtst፡ ኣብ ማቴ 20:20, 21 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ኣደ ደቂ ዘብዴዎስ፡” “ሓደ ኣብ የማንካ፡ ሓደ ኣብ ጸጋምካ”)

    • ማቴ 20:25-28—የሱስ ሰዓብቱ ትሑታት ኣገልገልቲ ኪዀኑ ኸም ዘለዎም ገለጸ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 20:26, 28 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ኣገልጋሊ”)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ማቴ 21:9—እቶም ህዝቢ “ንወዲ ዳዊት፡ በጃኻ ኣድሕን!” ኢሎም ኪጭድሩ ኸለዉ፡ እንታይ ማለቶም እዩ ነይሩ፧ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 21:9 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “በጃኻ ኣድሕን” “ወዲ ዳዊት”)

    • ማቴ 21:18, 19—የሱስ ነታ ኦም በለስ ከም እትነቅጽ ዝገበራ ስለምንታይ እዩ፧ (jy 244 ¶4-6)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማቴ 20:1-19

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) lv 36-37 ¶3-4

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 99

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (5 ደቒቕ)

  • ውድባዊ ዕማማት፦ (10 ደቒቕ) ነታ ንመጋቢት እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 9 ሕ.ጽ. 1-9፡ “ዓለምለኻዊ ወሰኽ” ዘርእስታ ሰሌዳ

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 80ን ጸሎትን